ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ኣፍጋኒስታን

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን
د افغانستان اسلامي امارت  (ፓሽቶ)
امارت اسلامی افغانستان  (ዳሪ)


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ لا إله إلا الله محمد رسول الله
ሃገራዊ መዝሙር፦ دا د باتورانو کور

ርእሰ ከተማ ካቡል
34°31′58″ሰ 69°09′57″ምብ / 34.532777777778, 69.165833333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት
ዜግነት ህዝቢ ኣፍጋናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብተግባር)
እስላማዊት ሪፓብሊክ ኣፍጋኒስታን (ብሕጊ)
ኣቀዋውማ
 እስላማዊት ሪፓብሊክ
 ውድቀት እስላማዊት ሪፓብሊክ

26 ጥሪ 2004

15 ነሓሰ 2021
ስፍሓት  
  ጠቕላላ 652,864 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
 ግምት (2023) 39,232,003 ተቐመጥቲ
ባጤራ ኣፍጋኒ (AFN)
ዞባ ግዜ UTC+4:30
ኮድ ኣይሶ 004 / AFG / AF
ዓውዲ ኢንተርነት .af
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ AFG ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኣፍጋኒስታን (ፓሽቶافغانستانብዳሪ፦ افغانستان)፣ ብወግዒ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ፓሽቶد افغانستان اسلامي امارتብዳሪ፦ امارت اسلامی افغانستان፣ ኣብ ኤስያ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እትርከብ ኣኽራን ዝበዝሖ ሃገር እያ። ካቡል ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን እያ።